Ge en gåva

ተዛመድቲ ኩነታት

ኣብዚ ገጽ`ዚ፡ ንኸተመጽርዮም ዘኽእል ፍሉይ ቅጥዒታት ዘይብሎም (ከም ንኣብነት፡ ነብሰ-ጉድኣት፡ ነብስኻ ናይ ምሕላፍ ስምዒታት፡ ወጽዓን ጓህን) ገለ ፍሉይ ኩነታትን ኣምራትን ተዘርዚሮም ኣለዉ። ከምኡ ውን ኣብ መጽሓፍ DSM-5 (Diagnostic and statistical manual of mental disorders, 5th ed) ተጠቒሶም ዝርከቡ ጭቡጣት ውጽኢት ሕክምናዊ መርመራ ወይ ምምጽራይ ውን ኣለዉ። መጽሓፍ DSM-5፡ ሲካትራውያን ሓካይም ንመለለዪታት ናይዞም ሕማማት ከምርምሩ እንከለዉ ዝጥቀሙሉ መዐቀኒ ቅጥዒ ኣስፊሩ ይርከብ።